
ንትካለይ (ስርሐይ) ዚኸውን ወብ ሳይት የድልየኒ ድዩ፧
84% ሎሚ ዘለዉ ዓደግቲ፡ወብ ሳይት ንዘለዎ ትካል ካብቲ ዘይብሉ ንላዕሊ ዜተኣማምን ከም ዝኾነ ገይሮም እዮም ዚሓስቡ። ክሳዕ ጥሪ 2021 ድማ ዳርጋ 4.66 ቢልዮን ዝዀኑ ሰባት (59.5% ህዝቢ ዓለም) ኢንተርነት ይጥቀሙ እዮም። እዚ ቁጽሪ ዝነግረና ዓማዊልካ ክኾኑ ዝኽእሉ ሰባት ንብረት ክዕድጉ ይኹን ዝኾነ ኣገልግሎት ምስዝደልዩ ኢንተርነት ከምዝጥቀሙ እዩ፡ እሞ ንስኻኸ ምስቶም ዓማዊልካ ክኾኑ ዝኽእሉ ክትራኸብ ንስራሕካ ዝኸውን ወብ ሳይት የድልየካ ድዩ፧ ነዚ ንምውሳን ክሕግዘካ ዝኽእል 10 ምኽንያታት ኣብዚ ጽሑፍ ኣቐሚጥናዮ ኣሎና።
ሃየ ኣውሪድካ ኣንብቦ።