ንስራሕካ ዝኸውን ዌብሳይት የድልየካ ድዩ፧
ሎሚ ኩሎም ዓማዊልካን ዓማዊልካ ክኾኑ ዝኽእሉን ተጠቃሚ ኢንተርነት እዮም። ዘድልዮም ሓበሬታ ንምርካብ ድማ ይጥቀምሉ። እሞ ንትካልካ ኣብ ኢንተርነት ይረኽብዎ ድዮም ወላስ ናብቶም መወዳድርትኻ እዮም ዝኸዱ በዚ ምኽንያት ድማ ብሰንኪ ወብሳይት ዘይምህላዉ ዓማዊል ትስእን ኣለኻ። እዚ ትካልካ ብኸመይ ይጸልዎ ኣሎ። እዛ ዘዳለናያ ጽሕፍቲ ንትካልካ ዝኸውን ዌብሳይት ብምድላው ብኸመይ ክትጥቐም ከምእትኽእል እትገልጽ 10 ምኽንያታት ዝሓዘት እያ። ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ፎርም ምልኣያ እሞ ሕጂ ናብ ኢሜይልካ ክንሰደልካ ኢና።